Vorschaubild für Film ኣረጊት ጥርሙዝ

ኣረጊት ጥርሙዝ

ስእልታትን መግለጺታትን ንተገዳስነትና ይስሕቡ ኢዮም። እቲ ስእሊ እንታይ ኢዩ ዘርኢ ዘሎ? እንታይ ይኸውን ትርጉሙ? ብደገፍ ናይ ዓበይቲ፣ ህጻናት ጸጸኒሖም ትርጉም ናይ ስእልታትን መግለጺታትን ክርድእዎም ይኽእሉ። እዚ ከኣ ሓደ ኣገዳሲ መሰረት ንዳሕረዋይ ኣጠቓቕማ ጽሑፍ ኢዩ።

ዳቪን 2 ዓመትን 2 ወርሕን