Vorschaubild für Film ኣፕሪኮዘ

ኣፕሪኮዘ

ኣብ ጊዜ መግቢ ኮነ ኣብ ጊዜ ዙረት ወይ ከኣ ኣብ ዕዳጋ፣ ኣብ ኩሉ ኩነታት ቆልዑ ምስ ኣለይቶም ክረዳድኡ ይደልዩ። ነዚ ዕድል እዚ ንጠቀመሉ! ዓበይቲ ንነገራት ብሽሞም ክጽውዕዎምን ከብርሁን ከለዉን፣ ቀጸልቲ ሕቶታት ከቕርቡን ብዛዕባ ሓድሽ ኣመለኻኽታ ከልዕሉ ከለዉን፣ ንናይ ህጻናት ምዕባለ ቋንቋ ደገፍ ይኾኑ።

ኢነስ 3 ዓመትን 9 ወርሕን ኤሊ 4 ዓመትን 4 ወርሕን