መኪና
ሓደ ስራሕ ባዕልና አብ መፈጸምታ ክነብጽሖ ንኽእል ኢና! ህጻናት ዑውት ተመኩሮ ንኸጥርዩ: ምስኡ ዝኸይድ ዕድላትን ከምኡውን ብዕድመ ካብ ዝበልጽዎም ሰባት አብ ልዕሊኦም እምነት ምሕዳር የድልዮም:: እዚ ኽአ የበርትዖም::
ኣንጀላ / 3 ዓመትን ሽድሽተ ወርሕን
ኣርሚ / 4 ዓመትን 2 ወርሕን