Vorschaubild für Film ተሳሓቢት መኪና

ተሳሓቢት መኪና

ቆልዑ ዝኾነ ነገር ባዕሎም አብ መፈጸምታ ከብጽሕዎ ሓጺር መግለጺ ወይ ንእሽተይ ሓገዝ ጥራይ ኢዩ ዘድልዮም:: ሽዑኡ ዳርጋ ብሙሉኡ ባዕሎም ዝገበሩዎ ኮይኑ ይስምዖም:: እዚ ኽአ አብ ነብሶም ትአማምነት ንኸሕድሩ ይሕግዞም::

ማሉ / 3 ዓመትን 2 ወርሕን