Vorschaubild für Film መጻወቲ ናይ ህንጻ ሕጡባት

መጻወቲ ናይ ህንጻ ሕጡባት

እቲ ምንጻፍ ናይ ክፍሊ ሳሎን መጻወትን መምሃርን ኮይኑ አሎ:: መዓልታዊ ብምጽዋት ህጻናት ክማሃሩ ይኽእሉ:: ጸወታ ንርእሱ ትምህርቲ አለዎ::

ኢረም / 2 ዓመትን 10 ወርሕን ኢልከ: ወዲ / 4 ዓመትን 9 ወርሕን