Vorschaubild für Film ጥሑን መግቢ

ጥሑን መግቢ

ናይ ገጽን አእዳውን ምንቅስቓሳትን ምልክታትን: ሓደ አገዳሲ ዝኾነ መግለጺ ሓሳብን መረዳድኢ መንገድን ኢዩ:: ህጻናት ብኸምዚ መንገዲ አብ ንኡስ ዕድሚኦም ነብሶም ክፈልጡ ይጅምሩን ንኻልኦት ሰባት ክአ ብኸመይ ክጸልውዎም ከምዝኽእሉ ይምሃሩ::

ክሪስቶፍ 7 ወርሒ