Vorschaubild für Film ኢሳቕ ሓወይ

ኢሳቕ ሓወይ

ብሓባር ምዝማር ነቲ ብሓደ ምንባር የዐምሮን ሓደሽቲ ቋንቋታት ክትላለ ማዕጾ ይኸፍትን። ዜማን ህርመትን ቃላት መዝሙርን፣ ምስቶም ካልኦት ሓቢርካ ክትዝምር ይዕድሙን፣ ነቲ ቋንቋ ክትለማመዶ ውን ይደፋፍኡን።

ኣናይስ 2 ዓመትን 2 ወርሕን ተክላ 6 ዓመት