Vorschaubild für Film ፊደላት

ፊደላት

መዓልቲ መዓልቲ ቆልዑ ኣብ ከባቢኦም ጽሑፋት ይርእዩ። ኣብ ኩሉ ቦታ። ንስኹም እውን ከም እትግደሱ ኣርእይዎም፣ ኣድላዪ ኢዩ፣ ኣብ ናይ ዓለሞም ናይ ጽሑፍ ምልክታት ምድህሳስ ጉዕዞ ከተሰንይዎም። ከምዚ ምስ ዝኸውን እቲ ምልላይ ምስ ፊደላትን ቁጽርታትን ደስ የብል!

ሚራ 4 ዓመትን 5 ወርሕን