Vorschaubild für Film ጉዕዞ ኣውቶቡስ

ጉዕዞ ኣውቶቡስ

ሓንሳብ ሓንሳብ ነኣሽቱ ህጻናት ዝብልዎ ንምርዳእ ኣጸጋሚ ኢዩ። ስለዚ ዓበይቲ ነቲ እተረድእዎ ብናቶም ብሩሃትን ቀለልትን ቃላት ክገልጽዎ ኣገዳሲ ኢዩ። ብኸምዚ ዘይምርድዳኣት ክበርሁ ይኽእሉ። ከምዚ ኢሎም ከኣ ዕላላት ክቕጽሉ ይኽእሉ።

ሙሳ 2 ዓመትን 7 ወርሕን