ዲኖዛውሪያ
ስእላዊ-መጽሓፍቲ ንናይ ህጻናት ፍልጠት የስፍሕዎ፣ ንሓሳቡ ይደፋፍእዎን ንኽምህዝ የማዕብልዎን። መጽሓፍቲ ሰሓብትን ምስ ዕድመ ዝኸዱን ክኾኑ ከለዉ፣ ናይ ህጻናት ተገዳስነት ቀልጢፉ ይበራበር። እቶም ዓበይቲ ነዚ እንተ ኣስተውዒሎምሉ፣ ብዙሕ መዘራረቢ ይህሉ።
ያን 4 ዓመትን 2 ወርሕን