Vorschaubild für Film እሾኽ

እሾኽ

ቆልዑ ካልኣይ ቋንቋ ክመሃሩ ከለዉ፣ ኣብ መጀመርያ ገና ይብርትዖም ኢዩ፣ ንካልኦት ክርድእዎምን ሓሳባቶም ክገልጹን። ምትንካፍን፣ ምጥማትን ምውስዋሰን ኣብዚ ሓገዝቲ ኢዮም። ብከምዚ ህጻናት ኣብ ውሽጢ ሓጺር እዋን ኩሉ ክኽእሉን ኣካል ናይቶም ካልኦት ኮይኖም ክስምዖምን ይኽእል።

ጉጅለ ቆልዑ ኣብ መንጎ 2 ዓመትን 7 ወርሕን 4 ዓመትን 4 ወርሕን