Vorschaubild für Film መጻወቲ ድሬሻለ  (ክንብልብ ዝብል መጻወቲ)

መጻወቲ ድሬሻለ (ክንብልብ ዝብል መጻወቲ)

ህጻናት አብ ሓደ እዋን ብዙሕ ነገራት ክምሃሩ ይኽእሉ:: ብፍላይ ድማ አብ ሓደ እዋን ብዝተፈላለየ ህዋሳት ናይ አካላት ዝተፋላለየ ስርሓት ምስ ዝፍጽሙ::

ዛላን / 3 ዓመትን 10 ወርሕን ክሪስቶፍ / 7 ወርሒ