ዕላል ስድራ ቤት
ኣለይቲ ዝኾኑ ሰባት ምስ ህጻናት በቲ ዝያዳ ዝመልክዎ ቋንቋ ክዛረብዎም ኣገዳሲ ኢዩ። ምኽንያቱ በቲ ዝያዳ ትኽእሎ ቋንቋ ሓሳባትን ስምዒታትን ብዝነጸረ ኣገባብ ክግለጹ ስለ ዝኽእሉ። እቲ ዓበይቲ ዝጥቀምሉ ቋንቋ ሰፊሕን ሰሓብን እንተኾይኑ፣ እዚ ንቖልዑ ናይ ቋንቋ ዓቕሞም ክስፍሑ ይሕግዞም ኢዩ።
ኣዳ 3 ወርሒ