Vorschaubild für Film ተለቪዥን

ተለቪዥን

ቆልዑ ኣብ ነንሕድሕዶም ብ ኣዚዩ ህያው ኣገባብን ርእሶም ክኢሎምን ይዘራረቡ። እቶም ዓበይቲ ነቲ ዘተኣሳስሮም ጊዜን ቦታን እንተ ሂቦምዎ፣ ጽቡቕ ናይ መለማመዲ ባይታ ይፈጥሩሎም – ሓሳባቶም ንኽገልጹን ንኻልኦት ጽን ኢሎም ክሰምዑን ርእይቶታት ንኽለዋውጡን።

ናታን 4 ዓመትን 4 ወርሕን ሊዛ 4 ዓመት