Vorschaubild für Film ፊልም

ፊልም

ዘሕለፍካዮ ምንጋርን ፍልጠት ምትሕልላፍን። እቲ ዝሰምዓካ ዘሎ ሰብ ተገዳስነት ከርኢ እንከሎን ክርድኣካ ክፍትንን ከሎ ከኣ ደስ የብለካ። ዓበይቲ ጽን ኢሎም ክሰምዑ ከለዉን ሕቶታት ምስዝሓቱን ሓደ ዕላል ዕዉት ንክኸውን ብዙሕ ኣስተዋጽኦ ይገብሩ።

ሚራ 4 ዓመትን 4 ወርሕን ኒኮ 2 ዓመትን 1 ወርሕን