ኣጻብዕቲ
ቆልዑ ጽን ኢሎም ዝሰምዕዎም ዓበይቲ የድልይዎም። እንታይ ከምዝረኣዩን ከምዘሕለፉን ክነግሩ ስለ ዝደልዩ። ብዛዕባ እቲ ኣብ ሓሳባቶም ዘሎ ክዛረቡ ይደልዩ። ደሓር ብጣዕሚ ደስ ኢልዎምን ብዙሕን ይዛረቡ። ሽዑኡ እኹል ጊዜ የድልዮም፣ ነቲ ንዕኦም ኣገዳሲ ዝኾነ ንኽገልጹ።
ኒና 2 ዓመትን 5 ወርሕን