(ናይ ኮምፒዩተር) ጸወታ
ህጻናት ካብ ንኡስ ዕድሚኦም ጀሚሮም ምስ ዝተፈላልዩ ሜድያታት መራኸቢ ብዙሓን ይዓብዩ:: ስለዚ አጠቓቕማ ዝተፈላለየ ሜድያታት ዘርእይዎም ዓበይቲ ሰባት የድልይዎም:: ብኸምዚ መንገዲ ደረጃ ብደረጃ ጥቕምን ጉድአትን ናይ ሜድያታት የለልዩን ይምሃሩን::
ሊቪያ / 2 ዓመትን 1 ወርሕን
ማውሮ / 4 ዓመትን 3 ወርሕን
ለና / 6 ዓመትን 8 ወርሕን