Vorschaubild für Film አሕምልቲ

አሕምልቲ

"ካራ ፋርኬታ መቐዝን ሓዊ ዝአመሰሉ ነገራትን: ንህጻናት ዝኾኑ ነገራት አይኮኑን" ዝብል ምስላ አሎ:: እዚ ግን ጉጉይ አረአእያ ኢዩ! ህጻናት ምስ ዓበይቲ ሰባት ኮይኖም አጠቓቕማ ናይ ካራን: ፋርኬታን: መቐዝን: ሓዊ ዝአመሰሉ ነገራትን ክምሃሩ ይኽእሉ ኢዮም::

ሊቪያ / 1 ዓመትን 6 ወርሕን ማኡሮ / 3 ዓመትን 9 ወርሕን