Vorschaubild für Film ዘራባ (ዕላል)

ዘራባ (ዕላል)

ነንሕድሕድካ ምትሕትታትን ምትሕግጋዝን ወርቂ ኢዩ:: ብዙሕ ከምዚ ዓይነት ርክብ አድላዪ ኢዩ:: ብኸምዚ አካይዳ ህጻናት ብዝተፈላለየ መንገዲ ሓሳቦም ንኽገልጹን ምስ ዓበዩ ክአ ናይ ካልኦት ሰባት ሓሳባትን ስምዒታትን ንኽርድኡን ይምሃሩ::

እንጾ: / 1 ዓመት ፒያ: / ጓል 11 ወርሒ