ጎሪላ
ምዝርራብ ብዛዕባ ስእላዊ መጽሓፍ ብጣዕሚ ጠቐምቲ ኢዮም። ብሓንሳብ ጽቡቕ ተመክሮ ንምድላብ የኽእሉ ከምኡ ከኣ ኣገደስቲ ኣርእስትታት የቕርቡ። በዚ መንገዲ ከኣ ህጻናት ብዛዕባ ዘውዓልዎ ንኽገልጹ፣ ባዕሎም ዛንታ ክነግሩን ትሕዝቶታቱ ከብርሁን ይተባብዑ።
ጉጅለ ቆልዑ
ኣብ መንጎ 3 ዓመትን 5 ወርሕን 4 ዓመትን 5 ወርሕን