Vorschaubild für Film ብሽኮቲ

ብሽኮቲ

ህጻናት ንኽማሃሩ ዝስሕቦም ከባቢ የድልዮም:: ብኸምዚ መንገዲ ድልየቶም ንኸተግብሩን: ሓሳባት ንኸፈልፍሉን: አብ ግብሪ ንኸውዕሉዎን ይኽእሉ::

ፓውሎ / 4 ዓመት 1 ወርሕን ነቪን / 4 ዓመትን 4 ወርሕን