Vorschaubild für Film አእዳው

አእዳው

ህጻናት ምስ ካልኦት ብሓባር ኮይኖም ንዝኾነ ጸገም ፍታሕ ንኽረኽቡሉን : ንኻልኦት ክርድኡን: ሓላፍነት ክስከሙን ይምሃሩ:: ዓበይቲ ሰባት አብነት ክኾኑዎም ይግባእ::

ለይና / 1 ዓመትን 10 ወርሕን ላራ / 2 ዓመትን 11 ወርሕን