መንገዲ ገዛ
ህጻናት ብዘይ ጸገም ብዙሓት ቋንቋታት ክላመዱን ክጥቀሙሎምን ይኽእሉ። እቶም ቋንቋታት ብንጹር ምስ ዝተፈላለዩ ሰባትን ኩነታትን ዝተኣሳሰሩ ክኾኑ ከለዉ፣ ሓጋዚ ኢዩ። ብኸምዚ ከኣ ህጻናት ነቶም ዝተፈላለዩ ናይ ቋንቋታት ዓለማት ከለልይዎም፣ ክፍትንዎምን ክጥቀሙሎምን ይኽእሉ።
ያን 4 ዓመትን 4 ወርሕን