Vorschaubild für Film ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐት ፍሩታ

ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐት ፍሩታ

ህጻናት አብ ዉሑስ ዝኾነ ከባቢ እንተሃልዮም: እንተ ዘይጠምዮም: እንተ ዘይጸሚኦምን: ምቹእ ዝኾነ ክዳን እንተ ለቢሶምን ከምኡ ወን ድቃስ ጸጊቦም እንተ ኮይኖም: ንነዊሕ እዋን አብ ሓደ ነገር አተኲሮም ክጻወቱ ይኽእሉ ኢዮም::

ክሪስቶፍ / 9 ወርሒ