Vorschaubild für Film ጀት

ጀት

አብ ከምዚ ዓይነት ጸወታ ህጻናት ዝተፈላለየን ዝደለይዎን ባህርያት ንኽጻወቱ ዕድል ይህቦም:: እዚ ድማ ማሕበራዊ ከእለቶም ንኸማዕብሉ ዕድል ይፈጥረሎም:: ብተወሳኺ: ዝተዓዘቡዎ ክርድኡን ንካልኦት ከካፍሉን ይሕግዞም::

ራፋኤል / 3 ዓመትን 2 ወርሕን ማራ / 3 ዓመትን 2 ወርሕን