Vorschaubild für Film ንእሽተይ ድሙ

ንእሽተይ ድሙ

ነፍስ ወከፍ መዓልቲ ብዛዕባ ስምዒትና፣ ሓሳባትናን መደባትናን ንምዝራብ እዚ ኢልካ ዘይቁጸር ዕድል ይህበና። ዓበይቲ ንህጻናት እቲ ናይ ውሽጢ ስምዒቶም ንኽገልጹ ክሕግዝዎም ይኽእሉ ኢዮም። ብዛዕባ እቲ ስምዒታቶም ብምዝራብን ምስ እቲ ህጻን ሓቢሮም ነዚኣቶም ቃላት ምስዝረኽብሎምን አዩ።

ካዚሚር 8 ወርሕን ማኑ 7 ዓመትን 9 ወርሕን