Vorschaubild für Film ካቻፕ

ካቻፕ

አብ ሂወት ሽግርን ካብ ሽግር ምምሃርን ዘሎ ኢዩ:: ህጻናት ንጸገማት ባዕሎም ንኽፈትሕዎ ዕድልን ግዜን እንተተዋሂቡዎም: አብ ርእሶም ተአማምነት ከሕድሩ የኽእሎም:: እቲ ዓወት ንኽትሕበንን ንዝመጽእ በዳሂ ዝኾነ ነገር ንኽትፈትሖን ብርታዔ ይህበካ::

ኢረም / 2 ዓመትን 11 ወርሕን ኢልከ / 4 ዓመትን 10 ወርሕን