ከሻኒት
ክእለት ብዙሓት ቋንቋታት ንህጻናት ዕድል ኢዩ። ናይ ቋንቋታት ክእለቶም ብዝበለጸ ከማዕብልዎ ዝኽእሉ፣ ዓበይቲ ንክእለቶም ምስ ዘመጉስዎን፣ ነቲ ክእልቶም ናይ ብዙሓት ቋንቋታት ብግቡእ አንተ ተቐቢሎሞን ኢዩ።
ኣናይስ 2 ዓመትን 2 ወርሕን