Vorschaubild für Film ባልጃ

ባልጃ

ህጻናት እንተ ድኣ ዝቃራረቡን ዝተኣማመኑን ኮይኖም ውሕስነት ይስምዖም ኢዩ:: ከይደኸሙ ብሓንሳብ ኮይኖም ብዙሕ ዝተፈላለየ ነገራት ይፍትኑ:: ንአብነት ከም ነንሕድሕድካ ምርድዳእ: ሓገዝ ምሕታትን: ከምኡውን ምሕጋዝን::

ቲም / 3 ዓመትን 5 ወርሕን ኒልስ / 3 ዓመትን 6 ወርሕን