ምቁር ሕብስቲ
ባዕልኻ ምስራሕ: ባዕልኻ ምፍታን: ባዕልኻ ምዕዛብን: ሓገዝ ምርካብን: ነንሕድሕድካ ብዛዕቡኡ ምዝርራብን: ሓደ ነገር ብሓንሳብ ዄንካ ምሙካርን:: እዚ ኹሉ ትምህርቲ ኢዩ:: ነቲ ምቁር ሕብስቲ ክአ ጥዑም ከምዝኸውን ይገብሮ::
ክሪስቶፍ / 9 ወርሒ
ዛላን / 4 ዓመት
ሶንጎር / 6 ዓመትን 3 ወርሕን