Vorschaubild für Film ደርፊ

ደርፊ

ህጻናት ስድርኦም በቲ ዝመልክዎ ቋንቋ እንተተዛሪቦሞም ኢዮም ብቐሊሉ ካልእ ቋንቋ ክምሃሩ ዝኽእሉ::

ዛላን / 3 ዓመትን 10 ወርሕን