Vorschaubild für Film ኖዃል

ኖዃል

ብሓባር እንዳተጻወቱ ህጻናት አብ ሂወቶም ናይ መጀመርያ ተመኩሮ የጥርዩ:: ብሓባር ክትዕወት ከምትኽእል ይፈልጡ:: ሓቢርካ ምስራሕ: ሓሳባት ምክፍፋልን ከምኡውን አስፊሕካ ምርአይን ይምሃሩ::

ኣና / 4 ዓመት 1 ወርሕን ነቪ / 4 ዓመትን 4 ወርሕን መረት / 3 ዓመትን 7 ወርሕን