Vorschaubild für Film ሰደቓ ዕዳጋ

ሰደቓ ዕዳጋ

ቆልዑ ካብ ንነሕድሕዶምን ምስ ነንሕድሕዶምን ብዙሕ ነገር ይመሃሩ። ብዛዕባ ቋንቋ እውን። ብሓንሳብ ክኾኑ ከለዉ መን እንታይ ከም ዝዋሳእ ይሰማምዑ፣ ሓሳባት የንቅሉን ኣርእስትታት ይውስኑን። ከመይ ዝበለ ጠቓሚ መምሃሪ ዕድል!

ኒኮ 2 ዓመትን 4 ወርሕን ሚራ 4 ዓመትን 7 ወርሕን