Vorschaubild für Film ዕቋር ማይ

ዕቋር ማይ

ማይ ይኹን ንፋስ ከምኡውን ጸሓይ - ጽድያ ይኹን ሓጋይ: ክረምቲ ዲዩ ቀውዒ:- ህጻናት ግቡእ ክዳን ተኸዲኖም አብ ዝኾነ እዋን ንደገ ወጺኦም: ከዕብዮምን ከማዕብሎምን ዝኽእል ተሞክሮታት እንዳተጻወቱ ከዋህልሉ ይኽእሉ ኢዮም::

ኣና 4 ዓመት