Vorschaubild für Film ለፍላፊት

ለፍላፊት

ዕሸላት እውን ክብልዎ ዝደልዩ ኣሎ፣ ክስምዑ እውን ይደልዩ። ብሓባር ብድምጽን ብጠመተን ኣብ ዝጻወትሉ እዋን፣ ብእዋኑ ዕላል ክልተ ይጅመር። ከምዚ ኢሉ ከኣ እቲ ቋንቋ ክምዕብል ይኽእል።

ኣዳ 3 ወርሒ