Vorschaubild für Film ሮቦት

ሮቦት

ብዙሓት ቆልዑ ኣብ ከባቢ ሓደ ጓና ቋንቋ ይዓብዩ። ቀጻሊ ምቅርራብ ምስ ነቲ ናይ ከባቢ ቋንቋ ዝፈልጡ ሰባት የድልዮም። ኣብ ቦታ መጻወቲ ዲዩ፣ ኣብ መዋእለ ህጻናት ወይ ከኣ ኣብ ጉጅለ ጸወታ። ብኸምዚ ከኣ ቀልጢፎም ነቲ ሓድሽ ቋንቋ ክመልክዎ ይኽእሉ።

ፊሊፕ 4 ዓመትን 7 ወርሕን ለዮን 4 ዓመትን 7 ወርሕን ዮሃነስ 3 ዓመትን 3 ወርሕን