Vorschaubild für Film ባቡር

ባቡር

ብባቡር እንዳትጓዓዝካ ብዙሕ ክትማሃር ትኽእል ኢኻ:: እንታይ ንህጻናት ይስሕቦም ወይ የገድሶም ኢልካ ተገዳስነት ክተርኢ አለካ:: ብኸምዚ መንገዲ ንህጻናት ብዙሕ ነገር ንኽማሃሩ ትድግፎም::

መሊና / 10 ወርሒ