መፍትሕ
ዓበይቲ ንህጻናት አብ ልዕሊኦም ተአማምነት እንተ ጌሮም: ህጻናት አብ ነብሶም ተአማሚኖም ንዝሃብካዮም ዕዮ ባዕሎም ክፍጽሙን ከሰለስሉን ይኽእሉ ኢዮም::
ማሉ ዓመትን / 2 ወርሕን
ግሩፕ ናይ ቆልዑ / ካብ 3 ዓመት 3 ወርሕን ስጋብ 3 ዓመትን 5 ወርሕን