Vorschaubild für Film አሮነ

አሮነ

ተገዳስነት እንተ ተኻፊልካዮ ይዛይድ:: እዚ ክአ ህጻናት ከስተውዕሉን ብዛዕባ እቲ ዝተዓዘቡዎ ነገራት ክዛረቡን የተባብዖም ኢዩ:: ብኸምዚ መንገዲ ክአ ቋንቆኦም የማሓይሹ::

ሰሊና / 2 ዓመትን 10 ወርሕን