ስጉምትታት
ብሓባር ምዃንን አብ ነንሕድሕድካ ተአማምነት ምህላውን ጹቡቕ ስምዒት ይህበካ:: ዋላኳ ኩሎም እቲ ክገብርዎ ዘለዎም ኩሉ እንተ ዘይክአሉዎ: አብ መወዳእታ ካብ ነንሕድሕዶም ክማሃሃሩ ይኽእሉ ኢዮም::
ግሩፕ ናይ ቆልዑ / ካብ 1 ዓመትን 8 ወርሕን ስጋብ 4 ዓመትን 4 ወርሕን