Vorschaubild für Film ስማርትፎን

ስማርትፎን

ሞባይልን ካልኦት ዲጂታል መሳርሒታትን ኣካል ናይ ዕለታዊ ናብራና ኢዮም። እቲ ኣገዳሲ፣ ዓበይቲ ነዚኣቶም ኣብ ቅድሚ ቆልዑ ብምርዳእን ብመጠኑን ክጥቀሙለን ከምዘለዎም ኢዩ። ምኽንያቱ ቆልዑ እቲ ዝዝረብ ዘበለ ንምዕባለ ናይ ቋንቋ ክእለቶም ስለዘድልዮም።

ዳቪን 2 ዓመትን 4 ወርሕን