Vorschaubild für Film ዙረት

ዙረት

ትግባረ፣ ዘረባን ስምዒትን፣ ኩሎም እዚኦም ዝተተሓሓዙ ኢዮም። ከምዚ ኢሎም ከኣ ህጻናት ቋንቋ ይላመዱ። ዓበይቲ ከይተሃወኹ፣ ንተግባራት ብቋንቋ ምስ ዘሰንይዎምን ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ብ ኩሎም ህዋሳት ክርድኡ ምስ ዝገብሩን፣ ንህጻናት ኣብ ቋንቋ ምልማድ ክትሕግዝዎም ይኽእሉ።

ኦሊቪያ 1 ዓመትን 3 ወርሕን