ከበሮ ጣውላ
ህጻናት ግጥምታትን መዛሙርን ናይ ምንቅስቓስ ጸወታን ይፈትዉ ኢዮም – ካብ መጀመርታ ኣትሒዞም። እቲ ዝደጋገምን ኩሉ ጊዜ ሓደ ዝኾነን፣ ንክሳትፉን ሓቢሮም ንኽዝምሩን ይዕድም። ከምዚ ዓይነት ምልላይ ምስ ቋንቋ ክንደይ የደስት!
ክኣርላ 10 ወርሒ
ሚና 14 ዓመትን 6 ወርሕን