
ብሽክሌታ
ግርጭት ንህጻናት ዓቢ ናይ ትምህርቲ ዕድል ኢዩ:: ዓበይቲ ምስ ህጻናታ ኮይኖም ፍታሕ ክደልዩ ከለዉ: ህጻናት ካብኡ ብዙሕ ትምህርቲ ይረኽቡ :: ሓሳባትካ ምግላጽ: ምርድዳእ: ምልዛብ: ዘተዓርቕ ሓሳብ ምርካብን ከምኡውን ደሞክራስን ይምሃሩ::
ማሉ / 3 ዓመትን 4 ወርሕን
ኣኒና / 3 ዓመትን 6 ወርሕን
ሃና / 3 ዓመትን 5 ወርሕን
ግሩፕ ናይ ቆልዑ ኣብ / ሞንጎ 3 ዓመትን 5 ወርሕን ስጋብ 4 ዓመትን 1 ወርሕን