ፕሮጀክት ናይ ተኽእሎ ምምሃር ንህጻናት ዕድሚኦም ክሳብ 4
ቋንቋ
መእተዊ
ቀንዲ ገጽ
ኩሎም ፊልምታት
ብዛዕባ ፕሮጀክት
መሓገዚታት
Referenzen
3:25
ዝሕጸብ ክዳውንቲ
ስድራ ቤት
ኣብ ውሽጢ
ህጻንናት ምስ ዓበይቲ
ዕድል ምምሃር 2014 (6 ኣርእስትታት)
ምስታፍን አብቲ ሕብረተሰብ ተቐባልነት ምህላውን
አብ ሓደ ስራሕ ምስታፍን ዓቕምኻ ምብርካትን ንህጻናት ጽቡቕ ኢዩ። ህጻናት አብ መዓልታዊ ሂወት ዘሳትፍዎምን አብነት ዝኾንዎምን ዓበይቲ ሰባት የድልይዎም::
ሊቪያ / 1 ዓመትን 6 ወርሕን ማውሮ / 3 ዓመትን 9 ወርሕን
መብርሂታት ናይ ፊልም