Vorschaubild für Film ስፒሎ (መቐርቀሪ ክዳን)

ስፒሎ (መቐርቀሪ ክዳን)

ህጻናት ነዛ ዓለም ብኹሉ ህዋሳት አካላቶም ኢዮም ዝፈልጥዋ:: ዓበይቲ ሰባት ነዚ ክዉን ክኸውን እንተጌሮም ህጻናት ፍልጠቶም ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ይድልብ::

መሊና / 9 ወርሒ