መንገዲ
ህጻናት ዋላ ኩሎም ሓደ ዓይነት ተገዳስነት እንተሃለዎም: ዝተፈላለየ ሪኢቶታትን ስምዒታትን ክህልዎም ይኽእል ኢዩ:: ነዚ ድማ ኩሉ ግዜ ብተደጋጋሚ ብሓንሳብ እንተተራኺቦም የኽብርዎ::
ሰሊና: ጓል / 2 ዓመትን 10 ወርሕን
ጂል: ጓል / 4 ዓመትን 4 ወርሕን
ስምኦን: ወዲ / 4 ዓመትን 5 ወርሕን