Vorschaubild für Film ካርታ ዓለም

ካርታ ዓለም

ህጻናት ኣብ ዕላላት ክጽንበሩ ይደልዩ፣ ብምዝራብን ብተገዳስነት ብምስማዕን። ክልቲኦም ቋንቋ ንምምዕባል ጽቡቕ ዕድላት ኢዮም። ሓደ ነዊሕ ዕላል ዝብገስ፣ ዓበይቲ ብንጥፉነትን ብተገዳስነት ምስ ዝዋስኡን ነቶም ቆልዑ ከኣ ከምኡ ክገብሩ ምስ ዘተባብዕዎምን ኢዩ።

ፊሊፕ 4 ዓመትን 7 ወርሕን ለዮን 4 ዓመትን 7 ወርሕን ኖኤልያ 3 ዓመትን 7 ወርሕን