ከበሮ ጣውላ
ስእልታትን ዛንታታትን ንዕላል ይዕድሙ። ንዓኣቶም ከኣ ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ተመክሮን ፍልጠትን ከተነጻጽሮም ይከኣል። ከምዚ ኢሎም ከኣ ህጻናትን ዓበይትን ንነዊሕ እዋን ከዕልሉ ይኽእሉ። እዚ ደስ የብልን ብዙሕ ናይ ቋንቋ መማዕበሊ ዕድላት ይኸፍትን።
ኒኮ 2 ዓመትን 3 ወርሕን