ጥዓሞት
ኩሎም ይሕግዙ:: ኩሎም ነናቶም ተራ አለዎም:: ህጻናት መዓልታዊ ሓደ ስራሕ ምስ ዝፍጽሙ አብቲ ሕብረተሰብ ተቐባልነት ከምዘለዎም ይርድኦም: ሓላፍነት ንኽወስዱ ክአ ይምሃሩ::
ጉጅለ ህጻናት: / ካብ 3 ዓመትን 3 ወርሕን ክሳብ 3 ዓመትን 10 ወርሕን